SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast/sbs-tigrinya

subscribe
share






ምጽኣተ ዓለም ክኸውን ካብ ዝኾነ ካልእ እዋን ንላዕሊ ሕጂ ቀሪቡ'ሎ፣ ወዲ ሰብ ኣብ'ዛ ዓለም ክንደይ ተሪፍዎ ይህሉ፧


"ሰዓተ ምጽኦታት" "Doomsday Clock" 90 ካልኢታት ጎደል ንፍርቂ ለይቲ ኮይና'ላ፡ ናብ ስግኣት ጥፍኣት ካብ ዝኾነ ካልእ እዋን ንላዕሊ ዝቐረበ ማለት'ዩ። እንታይ'ዩ ግን እዚ ሰዓት ምጽኦታት፧ ክንደይ ክኸውን ከምዘለዎ መን ይውስኖ፧ 90 ካልኢታት ጎደል ንፍርቂ ለይቲ ኸ ብሓቂ እንታይ ማለት'ዩ፧


fyyd: Podcast Search Engine
share








 January 25, 2023  8m