SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast/sbs-tigrinya

subscribe
share






Fred Hollows - Fred Hollows


ኣብ ሓያሎ ድኻታት ሃገራት እናተዘዋወረ መጥባሕቲ ዓይኒ ብምክያድ ትሑት ዝመነባብሮኦም ሚልዮናት ድኻታት ክፍወስ ካብ ዝኽእል ዑረት ከም ዝገላገሉ ብምግባሩ ብ1990 ናይዚ ዓመት ብሉጽ ኣዉስትራልያዊ ተባሂሉ ተሸሊሙ እዩ። ብ1993 ካብዚ ዓለም ብሞት ቅድሚ ምፍላዩዉን ኣብ ዘመነ ህይወቱ ንዝጀመሮ ቅዱስን ግብረሰናያዉን ተግባር ዝቕጽል ትካል ሓዲጉ እዩ ሓሊፉ። እዚ ሰብዚ ፕሮፌሰር ፍረድ ሆሎዉስ ኢዩ። -

ኣብ ሓያሎ ድኻታት ሃገራት እናተዘዋወረ መጥባሕቲ ዓይኒ ብምክያድ ትሑት ዝመነባብሮኦም ሚልዮናት ድኻታት ክፍወስ ካብ ዝኽእል ዑረት ከም ዝገላገሉ ብምግባሩ ብ1990 ናይዚ ዓመት ብሉጽ ኣዉስትራልያዊ ተባሂሉ ተሸሊሙ እዩ። ብ1993 ካብዚ ዓለም ብሞት ቅድሚ ምፍላዩዉን ኣብ ዘመነ ህይወቱ ንዝጀመሮ ቅዱስን ግብረሰናያዉን ተግባር ዝቕጽል ትካል ሓዲጉ እዩ ሓሊፉ። እዚ ሰብዚ ፕሮፌሰር ፍረድ ሆሎዉስ ኢዩ።


fyyd: Podcast Search Engine
share








 November 7, 2013  10m