SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast/sbs-tigrinya

Eine durchschnittliche Folge dieses Podcasts dauert 10m. Bisher sind 2654 Folge(n) erschienen. .

Gesamtlänge aller Episoden: 26 days 11 hours 54 minutes

subscribe
share






ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ግንቦት 2024)


ሓጸርቲ ዜንታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (17052024) * ሚኒስትሪ ጉዳያ ወጻኢ ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኮኒኑ፣ * ደቡብ ኣፍሪቃ ንዝለዓለ ቤት ፍርዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ደው ከተብል ትእዛዝ ክህብ ጸዊዓ፡ * ፕረዚደት ስሎቫክያ ናይ’ታ ሃገር ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ሮበርቲ ፊኮ፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ኣብ ከቢድ ግን ዝተረጋግአ ኩነታት ኣብ ሆስፒታል ኣሎ ይብል፣ * መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፒተር ዳተን ቅልውላው ኣባይቲ ንምዕራይ ቁጽሪ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ክጎድል ዘለዎ ውጥን ገሊጹ፣


share








   6m
 
 

'ሃገርኩም ትፈትዉን በቲ ስርዓት ሕጉሳትን እንተኾይኑም ንምንታይ ዑቕባ ትሓቱ፣ ዘይትምለሱ፧ ዝብላ ቅቡላት ነጥብታት'የን' ሚከላ ሮንግ (2ይ ክፋል)


ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ብሓፈሽኡ፡ ኣብ ጉዳያት ኤርትራን ሩዋንዳን ከኣ ከኣ ጥልቕ ብዝበለ መልክዑ፡ ተመራማሪትን ጸሓፊትን ዝኾነት ሚከላ ሮንግ መበል 30 ዓመት ፍጻመ ጃምላዊ ቅትለት ሩዋንዳ ንምዝካር ኣብ ኣውስትራልያ ዑደት ክትገብር ቀንያ። ንሳ 'I didn't do it for you' ዘርእስታ ኤርትራዊ ታሪኽ መግዛእትን ትድህስ ስ መጽሓፍ ዝጸሓፈት'ያ። ኣብ መንጎ’ዚ ዑደታ ምስ ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ስቱድዮና ተረኺባ ቃለመሕትት ኣካይዳ ኔራ። ገለ ካብ ጽሟቕ ትሕዝትኡ ክቐርብ’ዩ። (2ይን መወዳእታ ክፋል)


share








   11m
 
 

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ግንቦት 2024)


ንሎሚ ሓሙስ 16 ግንቦት 2024 ዘዳለናዮም መደባት፣ ጸብጻባት ዜና፥ * ኣብ ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣመልኪቱ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣምባሳደር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያን ዘትዮም፣ ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣሳታፊ ዘተን ምዕራፍ ጎንጽታትን ጻውዒት ኣቕሪቡ፣ ህወሓትን ብልጽግና ዝኾነ ይኹን ጎንፂ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዖም፣ ኣብ ዶብን ወሰንን ከባቢታት ዝነብር ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪቱ ዝተጣየሸ ማሕበር መግለጺ ሂቡ፣ ኣብ ገለ ገጠራት ኤርትራ ፡ ካብ ዒባ ነዳዲ [ሚቴን] ንምፍራይ ፈተነታት ይካየድ ከም ዘሎ ተገሊጹ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ጀርመንን ሆላንድን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ኣበርኪተን፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ተቓዋሚ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብ እስራኤል ንዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣመልኪቱ መግለፂ ሓዘን ኣውጺኡ ባጀት ኣውስትራልያ፥ * ሰልፊ...


share








   54m
 
 

ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ግንቦት 2024)


ዜና ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ግንቦት 16, 2024) * መራሒ ተቓዋሚ ፌደራል ፒተር ዳተን ናይ’ቲ ዝመርሖ ሰልፊ ጥምረት መልሲ ባጀት ከቕርብ'ዩ፣ * ሒዝቦላህ ኣብ ምዕራብ እስራኤል ከተማ ቲቤርያስ ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘካየደ ገሊጹ፣ * ሰኔተር ሰልፊ ለይበር ፋጢማ ፔይማን፡ ንእስራኤል ኣብ ቓዛ ምጽናት ዓሌት ፈጺማ ክትብል ድሕሪ ምኽሳስ ቀዳማይ ሚኒስተርዛ ሃገር ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እስራኤል እገዳ ክገብር ጸዊዓ፣


share








   7m
 
 

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንጽታት ክዓርፉ ንኹሉ ዘሳትፍ ዘተ ክካየድ ይጽውዕ (ጸብጻባት ዜና)


ጸብጻባት ዜና: * ኩሎም መራሕቲ ትግራይ ኣብ ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣመልኪቱ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያን ዘትዮም፣ እቲ ኣምባሳድር ከኣ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣሳታፊ ዘተን ምዕራፍ ጎንጽታትን ጻውዒት ኣቕሪቡ፣ * ህወሓትን ብልጽግና ዝኾነ ይኹን ጎንፂ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዖም፣ * ኣብ ዶብን ወሰንን ከባቢታት ዝነብር ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪቱ ዝተጣየሸ ማሕበር መግለጺ ሂቡ፣ * ኣብ ገለ ገጠራት ኤርትራ ፡ ካብ ዒባ ነዳዲ [ሚቴን] ንምፍራይ ፈተነታት ይካየድ ከም ዘሎ ተገሊጹ፣ * ሕብረት ኤውሮጳ፣ ጀርመንን ሆላንድን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ኣበርኪተን፣ * ኣብ ትግራይ ዝርከብ ተቓዋሚ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብ እስራኤል ንዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣመልኪቱ መግለፂ ሓዘን ኣውጺኡ፣


share








   8m
 
 

ብዙሓት ስድራቤታት ተወሳኺ ሓገዝ ንገዛ ኽራይን ጸዓትን ክረኽባ'የን (ተረባሕቲ ባጀት መንግስቲ መነመን'ዮም፧)


ሰልፊ ለይበር ንፈለማ ግዜ ኣብ ሰለስተ ዕቑዳት ካልኣይ ተኸታታሊ ትርፊ ኣብ ባጀት ከቕርብ`ዩ። እዚ ባጀት ኣብ መንጎ ዝቕባበ ክቆጻጸር ምፍታንን ዋጋ መነባብሮ ምቅላልን ቀጢን መስመር ሒዙ ይጓዓዝ ኣሎ።


share








   11m
 
 

`ዘየቁርጽን ዘይተኣደነን ዋሕዚ መንእሰያት ካብ ኤርትራ ነታ ሃገር ዓቢይ ክሳራ`ዩ` ጸሓፊትን ተጣባቒትን ሚከላ ሮንግ (1ይ ክፋል ትርጉም)


ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ብሓፈሽኡ፡ ኣብ ጉዳያት ኤርትራን ሩዋንዳን ከኣ ከኣ ጥልቕ ብዝበለ መልክዑ፡ ተመራማሪትን ጸሓፊትን ዝኾነት ሚከላ ሮንግ መበል 30 ዓመት ፍጻመ ጃምላዊ ቅትለት ሩዋንዳ ንምዝካር ኣብ ኣውስትራልያ ዑደት ክትገብር ቀንያ። ንሳ 'I didn't do it for you' ዘርእስታ ኤርትራዊ ታሪኽ መግዛእትን ትድህስ ስ መጽሓፍ ዝጸሓፈት'ያ። ኣብ መንጎ’ዚ ዑደታ ምስ ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ስቱድዮና ተረኺባ ቃለመሕትት ኣካይዳ ኔራ። ገለ ካብ ጽሟቕ ትሕዝትኡ ክቐርብ’ዩ። (1ይ ክፋል)


share








   9m
 
 

What were the Australian Wars and why is history not acknowledged? - ታሪኽ ኣውስትራልያ ንምንታይ`ዩ ነቶም ሕሉፋት ኲናት ደቀባት ኣንጻር ገዛእቶም ኣፍልጦ ዘይሃቦም፧


The Frontier Wars is a term often used to describe the more than 100 years of violent conflicts between colonial settlers and the Indigenous peoples that occurred during the British settlement of Australia. Even though Australia honours its involvement in wars fought overseas, it is yet to acknowledge the struggle that made it the country it is today...


share








   14m
 
 

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ግንቦት 2024)


ሰላም ዝኸበርኩም ሰማዕትና። ካብ’ዚ ካብ ስቱዲዮ SBS መልበን፡ Australia፡ ንሎሚ ሶኑይ 13 ግንቦት 2024 ዘዳለናዮም መደባት ሒዝና ቀሪብና’ለና። * ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮጳ ንዘንበሮ እገዳ ቪዛ ብምቅዋም ተመጣጣኒ ስጉምቲ ከም ትወስድ ኣፍሊጣ፣ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ጥዕና ብቝሊ “ጥዕና ብቝሊ፡ ብውሑስ ንግድን ምዕቡል ቴክኖሎጅን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ዓለምን ኤርትራን ተዘኪሩ ውዒሉ ተባሂሉ፣ ሓይልታት ኣምሓራ ሕዚ’ውን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ገበናት ካብ ምፍጻም ከምዘይተዓቀቡ ሁዩማን ራይጽ ዎች ኣቃሊዑ፣ ኣብ ቤንሻንጉል ጉምዝ ብዕጡቓት ተፈጺሙ ኣብ ዝተባህለ መጥቃዕቲ 5000 ተመዛቢሎም ዝብሉን ካልኦትን ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት’ዮም። * ኣውስትራልያ ፍልስጤም ምሉእ ኣባል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ኣድሚጻ። ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ’ተን ነቲ ውሳነ ደጊፈን...


share








   49m
 
 

ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ግንቦት 2024)


ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ተሓዝ ሕሳብ መንግስቲ ትሬዠረር ጂም ቻልመርስ ኣውስትራልያውያን ኣብ’ቲ ንሱ ሰሉስ ዘቕርቦ ፈደራል ባጀት መቃለሊ ዋጋ መነባብሮ ክህሉ ትጽቢት ክገብሩ ይኽእሉ ይብል * ፍልስጤማውያን ሰብመዚ ጥዕና እስራኤል 19 ሰባት ዝቐተለን ደርዘናት ዘቑሰለን ከቢድ ደብዳብ መጥቃዕቲ ኣየርን መሬትን ድሕሪ ምክያዳ ናብ ሰሜናዊ ወሽመጥ ቓዛ ታንክታት ልኢካ ይብሉ * ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮጳ ንዘንበሮ እገዳ ቪዛ ብምቅዋም ተመጣጣኒ ስጉምቲ ከም ትወስድ


share








   9m