SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast/sbs-tigrinya

Eine durchschnittliche Folge dieses Podcasts dauert 10m. Bisher sind 2654 Folge(n) erschienen. Alle 0 Tage erscheint eine Folge dieses Podcasts.

Gesamtlänge aller Episoden: 26 days 11 hours 54 minutes

subscribe
share






gtmi neSebrak - ነጸብራቕ ሃለዋት


gtmi neSebrak

-

ምስትምቓር ግጥሚ ብ ማይሎ ተኽለ፡ ኣንባቢ መኮነን ተስፋይ


share








 October 13, 2017  2m
 
 

ባህላዊ መስተ ኮረፌ


ኮረፌ ኣብ ከባቢ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝውተር ባህላዊ መስተ እዩ። ኮረፌ እንታይ እዩ? ብኸመይከ ይዳሎ? ልኡኽና ናብ ከተማ ኮረም ገይሹ ዘዳለዎ ባህላዊ መደብ እዩ።


share








 October 13, 2017  8m
 
 

Interview with Hanan Idris (SBS/ Tigrinya) - “ ካብ ቁልዕነተይ ኣትሒዘ መስትያት’የ ዝፈቱ” ሓናን እድሪስ


Interview with Hanan Idris -

ትሕቲ ዕድመ ከላ ተመርዕያ ትሕቲ ዕድመ ከላ ድማ ቆልዓ ወሊዳ እያ ናብ ኣውስትራሊያ ተሰዲዳ። ንኹሉ ዘጋጥማ ማሕለኻታት ሰጊራ ግና፡ ንሓሙሻይ ርእሳ ስራሕ ዝፈጥር ናይ ስነ ጽባቐ ስራሕ ንግዲ ኣማዕቢላ። ዛጊት ካብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ዝመጹ ብዙሓት ዓማዊል ኣጥርያ ኣላ። እታ ኣብ እዋን ንእስነታ ዝወለደታ ዓባይ ጓላውን ኣብ ስራሕ ትሕግዛያ፡ ብስነ-ጽባቐን ኣርትን ትመሃር ኣላ። ናይ ርሑቕ ጠመተ ሓናን ምስ ጓላ ነቲ ቢዝነስ ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንምብጻሕ ዘይሕለል ጻዕሪ እያ ትገብር ዘላ። ንዝርዝር ዕላል ምስ ሓናን እድሪስ ኣብዚ ተውቑ። 


share








 August 2, 2017  19m
 
 

How to get public housing in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ መንግስቲ ገዛ ንምርካብ..


For new Australians securing accommodation is an integral part of the settlement process. Community groups across the country work alongside governments to help those most in need develop sustainable and effective solutions. But one of these solutions, public housing, is now harder to find...


share








 February 13, 2017  8m
 
 

interview sied adem 1 - ዕላል ምስ ስዒድ ኣደም ፡በዓል ሞያ ሙዚቃን ናይ 1969 ወናኒ ዝበለጸ ቅርጺ ኣካላት ኣስመራ


ገዲም ሙዚቀኛን ስፖርተኛን ሲዒድ ኣደም ፡ ሓደ እዋን ብቕርጺ ኣካላቱ ዝበለጸ ጎበዝ ኣስመራ ኮይኑ ነይሩ እዩ። ሙዚቀኛን ደራፋይን ድማ እዩ። ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ህይወቱ ኣብ ስደት ዝመርሐ ናይ ሎሚ ጋሻና እዩ። ጥዑም ዕላሉ ከተስተማቕሩ ኣብዚ ጠዉቑ።  -

ገዲም ሙዚቀኛን ስፖርተኛን ሲዒድ ኣደም ፡ ሓደ እዋን ብቕርጺ ኣካላቱ ዝበለጸ ጎበዝ ኣስመራ ኮይኑ ነይሩ እዩ። ሙዚቀኛን ደራፋይን ድማ እዩ። ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ህይወቱ ኣብ ስደት ዝመርሐ ናይ ሎሚ ጋሻና እዩ። ንጥዑም ዕላሉ ከተስተማቕሩ ኣብዚ ጠዉቑ። 


share








 February 3, 2017  11m
 
 

Interview with Ambasador Mehamed Nur (Sept 1) - "ከምቲ ገሊኦም ዝብልዎ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ሽፍታ ዲዩ ነይሩ?" መልሲ ተጋ.ኣምባሳደር መሓመድ ኑር


ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ታሪኻ ናይ ኤርትራ፡ ቃልሲ ብዕጥቂ ዝጀመረላ ዕለት ብምዃና ብፍሉይ ትዝከር መዓልቲ እያ:: ነዚ ኣመልኪትና ካብቶም ቀዳሞት ተቓለስቲን ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረን ነባሪ መልበርን ዝኾነ ተጋዳላይ መሓመድ ኑር ኣጀማምራን ኣማዓብላን ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራን ብዛዕባ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ኣዕሊሉና ኣሎ :: -

ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ታሪኻ ናይ ኤርትራ፡ ቃልሲ ብዕጥቂ ዝጀመረላ ዕለት ብምዃና ብፍሉይ ትዝከር መዓልቲ እያ:: ነዚ ኣመልኪትና ካብቶም ቀዳሞት ተቓለስቲን ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረን ነባሪ መልበርን ዝኾነ ተጋዳላይ መሓመድ ኑር ኣጀማምራን ኣማዓብላን ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራን ብዛዕባ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ኣዕሊሉና ኣሎ ::


share








 September 1, 2016  32m
 
 

current issue - SBS "ባንዴራስ ተቓጺላ፡ እንታይ ደኣ ንበል!" እዋናዊ ዛዕባ


እዚ መደብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ኣብ ሰማዕቲ ዓቢ መዛረቢ ዛዕባ ብዛዕባ ኮይኑ ዝቐነየ ዝቐርበሉ መደብ'ዩ። ንሎሚ "ባንዴራስ ተቓጺላ፡ እንታይ ደኣ ንበል!" ብዝብል ኣርእስቲ ኣማኒኤል ኤልያስ ዝሰደደልና ትሕዝቶ ኢና ከነቕርብ ብኸምዚ ከኣ ይጅምር፡ እዚ ናይ ባንዴራ ምቅጻል ፍጻመ ምስ ኣጋጠመ፡ ብኸመይ ኢና ኽንርእዮ ዘሎና? ብመሰረት ዝተዋህበ ናይዚ ቅነዚ ግብረ መልሲ ኽልተ ነገራት ተሓዋዊሱ ዘሎ ኾይኑ ይረኣየኒ። እቲ ሓደ ንምቅጻል ባንዴራ ብሓፈሽኡ ዚምልከት ኪኸውን ከሎ፡ እቲ ኻልእ ከኣ ንሕጋውነት ባንዴራ ኤርትራ ዚምልከት እዩ። ነዚ ፈላሊና ኽንርእዮ ኣገዳሲ ነገር እዩ። ስለዚ፡ ነዛ ጽሕፍቲ ኣብዚ ኽልተ ነጥብታት ከፊለ ከቕርባ።  -

እዚ መደብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ኣብ ሰማዕቲ ዓቢ መዛረቢ ዛዕባ ብዛዕባ ኮይኑ ዝቐነየ ዝቐርበሉ መደብ'ዩ። ንሎሚ "ባንዴራስ ተቓጺላ፡...


share








 August 24, 2016  11m
 
 

"ህዝቢ ወልቃይት ካብ ትግምቶ ንላዕሊ ትግራዋይ'ዩ" ኣናንያ ሴቭ ዓድና - "ህዝቢ ወልቃይት ካብ ትግምቶ ንላዕሊ ትግራዋይ'ዩ" ኣናንያ ሴቭ ዓድና " ኣናንያ ሴቭ ዓድና


ጉዳይ ወልቃይት ፀገም መንነት ዘይኮነስ አብ ሞንጎ ተጋሩ ዘሎ ሕመቕ ዝፈጠሮ ፀገም እዩ፡፡ሕቶ መንነት እንተ ዝከውን አብ 1960ታት 1970ታት ካብ በገ ምድር ተበጊሱ ናብ ህወሓት ተፀምቢሩ አይምተቓለሰን፡፡ እቲ አብ ዝሓለፈ ቅንያት ንዝተወለዐ ግጭት ምክንያት ዝኮነ ኮለኔል ደመቀ እውን ምስ ህወሓት ንደርጊ አይምተቓለሰን፡፡ አብቲ እዋን ምስ ዝነበረ ናይ አምሓራ ውድብ ብኣዴን ምተቓለሰ ነይሩ፡፡ ጉዳይ ወልቃይት ጉዳይ ስእነት ሰናይ ምምሕዳር፡ ስእነት ዲሞክራሲ እዩ፡፡ እዚ ፀገም ተጋሩ ብሓባር ምስ ዝዝትዩ እዩ ዝፍታሕ፡፡ዘፀዐት ኣናንያ ሴቭ ዓድና ን ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ካብ ዝሃቦ ቃለ መሕትት ዝተወሰደ፡፡ት ኣናንያ ሴቭ ዓድና ን ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ካብ ዝሃቦ ቃለ መሕትት ዝተወሰደ፡፡

- ጉዳይ ወልቃይት ፀገም መንነት ዘይኮነስ አብ ሞንጎ ተጋሩ ዘሎ ሕመቕ ዝፈጠሮ ፀገም...


share








 July 23, 2016  17m
 
 

Perth Report - ስነ-ስርዓት ምምራቕ ናይ ኢትዮጲያዊያን ኦርትቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ፐርዝ


ኣብ ፐርዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ብዘካየድዎ ዘይሕለል ጻዕሪ ደብረ አሚን ተክለሃይማኖት ዝበሃል ኣብ ኣብ ልዕሊ 33 ሜትር ስቈር ዝስፍሓቱ መሬት ዝተደኮነ ቤተክርስትያን ኣመሪቖም፡ ነቲ ስነስር ዓት ዝምልከት ጸብጻብ ድማ እንሆ።  -

ኣብ ፐርዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ብዘካየድዎ ዘይሕለል ጻዕሪ ደብረ አሚን ተክለሃይማኖት ዝበሃል ኣብ ኣብ ልዕሊ 33 ሺሕ ሜትር ስኬር ዝስፍሓቱ መሬት ዝተደኮነ ቤተክርስትያን ኣመሪቖም፡ ነቲ ስነስር ዓት ዝምልከት ጸብጻብ ድማ እንሆ። 


share








 May 25, 2016  23m
 
 

Full interview Awet Tewelde - ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ዓወት ተወልደ


ብዛዕባ መግዛእቲ ብሳልሳይ ዓለማት፡ ብዛዕባ ቃልሲ ኤርትራን ሲንጋፖርን መጽናዕቲ ዝገበረ ተመራማርን መምህር ታሪኽ ዶክተር ዓወት ተወልደ ናይ ዝገበርናዮ ምሉእ ቃለ መሕትት፡(Third world colonialism and strategies of Liberation: Eritrea and East Timor compared) 

-

ብዛዕባ መግዛእቲ ብሳልሳይ ዓለማት፡ ብዛዕባ ቃልሲ ኤርትራን ምብራቕ ቲሞርን መጽናዕቲ ዝገበረ ተመራማርን መምህር ታሪኽ ዶክተር ዓወት ተወልደ ናይ ዝገበርናዮ ምሉእ ቃለ መሕትት፡(Third world colonialism and strategies of Liberation: Eritrea and East Timor compared) 


share








 May 7, 2016  42m