SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast/sbs-tigrinya

Eine durchschnittliche Folge dieses Podcasts dauert 10m. Bisher sind 2665 Folge(n) erschienen. Dieser Podcast erscheint alle 0 Tage.

Gesamtlänge aller Episoden: 26 days 15 hours 2 minutes

subscribe
share






Interview with Prof Dan connell - ቃለ መሕትት ምስ ፕሮፌሰር ዳን ኮነል (ምሉእ ትሕዝቶ)


እቲ ካብ መፋርቕ ሰብዓታት ኣትሒዙ መሓዛን ተደናጋጺን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን ነቲ ቃልሲ ምስ ዓለም ዘላለየ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ቃልሲ ህዝባን ሓያሎ ጽሑፋትን መጽሓፍትን ዘበርከተ ተመራማሪ፡ ጸሓፋይ፡ መምህር ጋዜጠኛነትን ፎቶግራፈርን ዳን ኮኔል ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ንመጽናዕታዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ምስ ሬድዮ SBS ቃለ መሕትት ኣካይዱ ነይሩ። ትሕዝቶ እቲ ቃለ መሕትት ኣብቲ ካብ 2012 ክሳብ ሕጂ ኣብ ብዙሓት ክፍለ-ዓለማት ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት እናተራኸበ ዘካየዶ መጽናዕታዊ ቃለ መጠይቓትን ትዕዝብትታትን ዘተኩር እዩ።   -

እቲ ካብ መፋርቕ ሰብዓታት ኣትሒዙ መሓዛን ተደናጋጺን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን ነቲ ቃልሲ ምስ ዓለም ዘላለየ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ቃልሲ ህዝባን ሓያሎ ጽሑፋትን መጽሓፍትን ዘበርከተ ተመራማሪ፡ ጸሓፋይ፡ መምህር...


share








 July 22, 2015  42m
 
 

HAPPY LIVING - ሕጉስ ህይወት


A major new report suggests city living, parenting and early retirement are unlikely obstacles to achieving true happiness. The annual Hilda report, exploring lifestyle, family, health and wellbeing, covers a survey of 17-thousand Australians.  -

ኣስታት 20 ሺሕ ኣውስትራሊያዊያን ተሓቲቶም ካብዝሃብዎ መልሲ፡ ሓጎስን ጥዑይ ህይወትን ዘምጽኡ ረቛሒታት ተዳሊዩ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ። ሓጎስን ጥዑይ ህይወትን ዘምጽኡ ነገራት እንታይ ኢዮም? እዚ መጽናዕቲ ዝረኸቦ ምላሽ ንስማዕ...


share








 July 16, 2015  5m
 
 

Romana Berhanu Mehamed Nur - "ድሕሪ ነዊሕ ለይቲ ነዊሕ ቀትሪ ኣሎ፡ ንሱ'ዩ እምነተይ" ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ


"ኣብ ሲና ዝተሸጡ ኣሕዋተይ ከም ዮሴፍ ክነግሱለይ ኢየዝደሊ።" ኢላ ትገጥመሎም....ንሰላም ፡ ኣብ ጎደናታት መንዲላ ኣውዲቓ እትልምን.... ኣዋርቕ ቢሻ ስልማት ኣዴታት ክኾነላ ብግጥማ እትምነ.... ኣብ ቅድሚ ዓይና ኣብ ኩናት ዝወደቑ ኣብ ዝኽራ እትቕነየሎም......ቁንቁኛ ሃይማኖት ኣብ ፍቕሪ ትርጉም ትስእነሉ..... ጫውጫውታ ዓለም ንጸሎታ ከይዓግቶ እትጭነቕ.... ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ መሓመድ ኑር ምስ ራዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበረቶ ዕላል።

- "ኣብ ሲና ዝተሸጡ ኣሕዋተይ ከም ዮሴፍ ክነግሱለይ ኢየዝደሊ።" ኢላ ትገጥመሎም....ንሰላም ፡ ኣብ ጎደናታት መንዲላ ኣውዲቓ እትልምን.... ኣዋርቕ ቢሻ ስልማት ኣዴታታ ክኾነላ ብግጥማ እትምነ.... ኣብ ቅድሚ ዓይና ኣብ ኩናት ዝወደቑ ኣብ ዝኽራ እትቕነየሎም......ቁንቁኛ ሃይማኖት ኣብ ፍቕሪ ትርጉም እትስእነሉ.......


share








 May 26, 2015  36m
 
 

interview Abdelrhim ful - ቃለ መሕትት ምስ ርእሰ መምህር ዓብዱረሒም ማሕሙድ - ቦቴጎ፡ ልዑል መኮነን፡ ባርካ፡ ኣዱሊስ፡ ሳን ጆርጆ


ኣብ ኤርትራ ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ከም መምህር፡ ዳይረክተርን ካልእ ሓላፍነትን ኣብ ብዙሓት ፍሉጣት ኣብያተ ትምህርቲ - ቦቴጎ (ዘርኣይ ደረስ/ኢብራሂም ሱልጣን)፡ ባርካ፡ ልዑል መኮንን (ኣስመራ ሓፈሻዊ)፡ ሕብረት፡ እቴጌ መነን (ኣዱሊስ)፡ ኣግኣዝያን፡ ቤት ገርግስ፡ ሳን ጆርጆ (መንደፈራ)፡ ወዘተ ኮይኖም ዘገልገሉን፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ መልበን ዝቕመጡ ምስ መምህር ዓብዱረሒም ማሕሙድ ብዛዕባ ተዘክሮታቶምን ሞያዊ ኣበርክቶኦምን ዘዕለሉና ነቕርቦ፡ ሰናይ ምክትታል።  -

ኣብ ኤርትራ ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ከም መምህር፡ ዳይረክተርን ካልእ ሓላፍነትን ኣብ ብዙሓት ፍሉጣት ኣብያተ ትምህርቲ - ቦቴጎ (ዘርኣይ ደረስ/ኢብራሂም ሱልጣን)፡ ባርካ፡ ልዑል መኮንን (ኣስመራ ሓፈሻዊ)፡ ሕብረት፡ እቴጌ መነን (ኣዱሊስ)፡ ኣግኣዝያን፡ ቤት ገርግስ፡ ሳን ጆርጆ (መንደፈራ)፡ ወዘተ...


share








 February 20, 2015  34m
 
 

Poet Abel Guesh - ዕላል ምስ ገጣምን ጸሓፍን ኣቤል ጉዕሽ


ኣብ ትግራይ ስሞም ኣብ ሞያ ድርሰትን ግጥምን በሪኾም ካብ ዘለዉ፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋንውን "ዘይሓትት ወለዶ መን ወለዶ?" ዝብል መጽሓፍ ናብ ኣንበብቲ ዘቕረበ'ዩ፡ ወኪልና ምስ ኣቤል ጉዕሽን ምስ ብዛዕባኡ ርእይቶ ዝሃቡ ጸሓፍትን ነዚ ግሩም መደብ ኣዳሊዩልና ኣሎ'ሞ ክትሰምዕዎ ተዓዲምኩም ኣለኹም። -

ኣብ ትግራይ ስሞም ኣብ ሞያ ድርሰትን ግጥምን በሪኾም ካብ ዘለዉ፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋንውን "ዘይሓትት ወለዶ መን ወለዶ?" ዝብል መጽሓፍ ናብ ኣንበብቲ ዘቕረበ'ዩ፡ ወኪልና ምስ ኣቤል ጉዕሽን ምስ ብዛዕባኡ ርእይቶ ዝሃቡ ጸሓፍትን ነዚ ግሩም መደብ ኣዳሊዩልና ኣሎ'ሞ ክትሰምዕዎ ተዓዲምኩም ኣለኹም።


share








 January 2, 2015  21m
 
 

When was Jesus Christ Born? - ክርስቶስ መዓስዩ ተወሊዱ? ምስ ኣቆጻጽራ ዘበንከ እንታይ ምትእስሳር ኣለዎ? ብቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል


በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር፡ ብቐሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ዝቐረበ ትንተና እዋን ልደት ክርስቶስን ኣበዓዕላ ዘበናትን።

-

በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር፡ ብቐሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ዝቐረበ ትንተና እዋን ልደት ክርስቶስን ኣበዓዕላ ዘበናትን።


share








 December 26, 2014  15m
 
 

toowoomba 8 - ትዉምባ፡ ጽዋ ክልተ ዓለም - 8


.....ይሁኔ ካብዚ መዓርን ጸባን ዘዉሕዝ ሃገረ ኣውስትራሊያ ፍቕርን ሓጎስን ዝመል ኦ ቁሪ ሃገሩ መሪጹ ፡ካብ ናይ ድኽነት ዝኽትምና ብጾቱ ክፍለ ዝርንዝሕ እናነብ ዐዩ ናብዚ መጺኡ....

- .....ይሁኔ ካብዚ መዓርን ጸባን ዘዉሕዝ ሃገረ ኣውስትራሊያ ፍቕርን ሓጎስን ዝመል ኦ ቁሪ ሃገሩ መሪጹ ፡ካብ ናይ ድኽነት ዝኽትምና ብጾቱ ክፍለ ዝርንዝሕ እናነብ ዐዩ ናብዚ መጺኡ....


share








 December 2, 2014  9m
 
 

Twoomba No 6 - ትዉምባ፡ ጽዋ ክልተ ዓለማት (6ይ ክፋል )


መርዓ ኢና ተዓዲምናልኩም፡ ናይ ሓበሻ መርዓ። ካብ ብሪስበን ናብ ፐርዝ ካብምኻድ ካብ ኣስመራ ናብ ሮማ ከይድካ መርዓ ክትዉዕል ይቐርብ። ንሰዓታት ኣብ ሰማይ ብርር ሓዲርና ኣብ ከተማ ፐርዝ ኣቲናልኩም.....

- መርዓ ኢና ተዓዲምናልኩም፡ ናይ ሓበሻ መርዓ። ካብ ብሪስበን ናብ ፐርዝ ካብምኻድ ካብ ኣስመራ ናብ ሮማ ከይድካ መርዓ ክትዉዕል ይቐርብ። ንሰዓታት ኣብ ሰማይ ብርር ሓዲርና ኣብ ከተማ ፐርዝ ኣቲናልኩም.....


share








 November 14, 2014  9m
 
 

Toowoomba 5: Tales of Two Worlds - ትዉምባ 5፡ ጽዋል ክልተ ዓለም


....ኣብ ዓቢ ከተማ ትነብር መናኒት ኮይነየ ጸኒሐ ሎሚ ግና ምስ ወዲ ቆጸራ ገይረ፡ ከማና ሓበሻ ዲዩኸ መሲልኩም፡ ሰማያዊ ሕብሪ ዝዓይኑ ጻዕዳ ጎበዝ እምበር....

- ....ኣብ ዓቢ ከተማ ትነብር መናኒት ኮይነየ ጸኒሐ ሎሚ ግና ምስ ወዲ ቆጸራ ገይረ፡ ከማና ሓበሻ ዲዩኸ መሲልኩም፡ ሰማያዊ ሕብሪ ዝዓይኑ ጻዕዳ ጎበዝ እምበር....


share








 November 3, 2014  9m
 
 

Congratulations to our UNAA Media Award winner!


Beyene Semere Weldegiorgis, the Executive Producer of ALCs Tigrinya language program, won in the Best Radio News category. Beyene took out the prize for exposing the almost unbelievable trade in human organs over several borders in the Middle East. His news report told of an Eritrean refugee now living in Australia, kept captive for several months in Egypt by criminal gangs connected to organ harvesters.  


share








 October 31, 2014  3m