Gesamtlänge aller Episoden: 26 days 17 hours 9 minutes
ስነ ጥበባዊ ግርማይ ገብሩ ፡ ጋዜጠኛ፡ ገጣምን ጸሓፊ ሓጸርቲ ልብወለድን ወግዒታትንዩ። ምስ ገዛእ ርእሱን ክሳብ ሕጂ ዘወፈዮም ስርሑን ምስ ራዲዮ SBS ሰፊሕ ዕላል ገይሩ ኣሎ፡ ብተኸታታሊ ድማ ከነቕርቦ ኢና። -
ስነ ጥበባዊ ግርማይ ገብሩ ፡ ጋዜጠኛ፡ ገጣምን ጸሓፊ ሓጸርቲ ልብወለድን ወግዒታትንዩ። ምስ ገዛእ ርእሱን ክሳብ ሕጂ ዘወፈዮም ስርሑን ምስ ራዲዮ SBS ሰፊሕ ዕላል ገይሩ ኣሎ፡ ብተኸታታሊ ድማ ከነቕርቦ ኢና።
... ሕብረተሰብ ኤርትራውን ነዚ ኣድማሳዊ ሓቂዚ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ስለዝግንዘቦ፡ ንዝተማህረ ሰብ ዘኽብርን ንሊቃውንቲ ፍሉይ ማሕበራዊ ቦታ ዝህብን ክቡር ባህሊ ጸኒሕዎ እዩ፡፡ ዘይተማህረ ነየድሕን፡ ዘይተወቕረ ነየጥሕን ዝብል ምስላ፣ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንትምህርቲ ዝህቦ ክብርን ኣብ ትምህርቲ ንዘለዎ ኣወንታዊ መረዳእታን ዝገልጽ ቀሊል ኣብነት እዩ፡፡ ኣብዚ እዋንዚ ግን ኣብ ኤርትራ እዚ ንትምህርቲ ዘኽብር ዝነበረ ስልጡን ማሕበራዊ ፍልስፍና እናተባሕጎጎን ኣብ ክንዲ ተማሂርካ ተሰዲድካ ክሓልፈልካ ናይ ምድላይ ኣተሓሳስባ እናገነነን ክኸይድ ዘየስተብሃሉ እንተልዮም ውሑዳት ጥራይ ኢዮም ክኾኑ ዝኽእሉ። -
ኣሰካፊ ተርእዮ ምንቁልቋል ክብሪ ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ .....
ምስትምቓር ጥዑም ግጥምታት ፡ ተስፉ ሓጎስ ብርሃነ ገብረሂወትን ታደሰ ተስፋይን
-ምስትምቓር ጥዑም ግጥምታት ፡ ተስፉ ሓጎስ ብርሃነ ገብረሂወትን ታደሰ ተስፋይን
Idris Nur , the head of the [political afairs of Al-Nahda, talks on current situation of Eritrea. -
Idris Nur , the head of the [political afairs of Al-Nahda, talks on current situation of Eritrea.
ኣብ ሓያሎ ድኻታት ሃገራት እናተዘዋወረ መጥባሕቲ ዓይኒ ብምክያድ ትሑት ዝመነባብሮኦም ሚልዮናት ድኻታት ክፍወስ ካብ ዝኽእል ዑረት ከም ዝገላገሉ ብምግባሩ ብ1990 ናይዚ ዓመት ብሉጽ ኣዉስትራልያዊ ተባሂሉ ተሸሊሙ እዩ። ብ1993 ካብዚ ዓለም ብሞት ቅድሚ ምፍላዩዉን ኣብ ዘመነ ህይወቱ ንዝጀመሮ ቅዱስን ግብረሰናያዉን ተግባር ዝቕጽል ትካል ሓዲጉ እዩ ሓሊፉ። እዚ ሰብዚ ፕሮፌሰር ፍረድ ሆሎዉስ ኢዩ። -
ኣብ ሓያሎ ድኻታት ሃገራት እናተዘዋወረ መጥባሕቲ ዓይኒ ብምክያድ ትሑት ዝመነባብሮኦም ሚልዮናት ድኻታት ክፍወስ ካብ ዝኽእል ዑረት ከም ዝገላገሉ ብምግባሩ ብ1990 ናይዚ ዓመት ብሉጽ ኣዉስትራልያዊ ተባሂሉ ተሸሊሙ እዩ። ብ1993 ካብዚ ዓለም ብሞት ቅድሚ ምፍላዩዉን ኣብ ዘመነ ህይወቱ ንዝጀመሮ ቅዱስን ግብረሰናያዉን ተግባር ዝቕጽል ትካል ሓዲጉ እዩ ሓሊፉ። እዚ ሰብዚ ፕሮፌሰር ፍረድ...
Al-Nahda is an Eritrean opposition in diaspora, its head of political affairs talks on the aim of the movement and its endeavours.
- Al-Nahda is an Eritrean opposition in diaspora, its head of political affairs talks on the aim of the movement and its endeavours.
Idris Nur is the head of Nahda, an Eritrean political opposition, political affairs. He explains the main mission of their opposition group, Jeberti and the question of ethnicity of Jeberti.
- Idris Nur is the head of Nahda, an Eritrean political opposition, political affairs. He explains the main mission of their opposition group, Jeberti and the question of ethnicity of Jeberti.
In this part 2 of Kiros` profile, Mebrahten interviews Kiros Alemayehu' s friends and family members to highlight the private and professional life of the great legendary Tigrinya singer.
- In this part 2 of Kiros` profile, Mebrahten interviews Kiros Alemayehu' s friends and family members to highlight the private and professional life of the great legendary Tigrinya singerAdvises of the Psychologist Yohaness Fesseha from the university of Mekele on the cultural clashes that may arise from the inter-racial marriages and other topics... -
Advises of the Psychologist Yohaness Fesseha from the university of Mekele on the cultural clashes that may arise from the inter-racial marriages and other topics...